ዞባ ጅማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕል 30 ሚሊየን ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ጅማ ህልውና ሃገር ንምሕላው ይዋደቕ ንዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕል 30 ሚሊየን ደገፍ ገይሩ።

እቲ ዝተገበረ ደገፍ፥ ልዕሊ 500 ኣብዑርን ምግቢ ተንከፍ እታዎታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ትጃኒ ናስር ተዛሪቦም።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ ሰላም ሃገር ክሳብ ዝረጋገፅ ነበርቲ እቲ ዞባ ዝጀመርዎ ደገፍ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ እቶም ኣመሓዳሪ ዘለዎም እምነት ገሊፆም።

ብኣሊዳን መሓመድ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment