ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ንዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጃፓን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ንዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጃፓን(JICA)  ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ዋና ተወካሊ እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ካትሱኪ ሞሪሀራ ተዛቲዮም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ንዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጃፓን ኣፍሊጡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment