ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ገንዘብ ኣታዊ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣2  የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸወን ገንዘብ ኣታዊ ከምዝገበራ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።

እቲ ቤት ፅሕፈት ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ብፅሒት ንዝለኣኹ መበል ዓስራይ ዙር ትካላት አመስጊኑ።

እተን ትካላት፥ ስቲሊ ኣር.ኤም.ኣይ ሓ.ዝተ.ውማ – ብር 10 ሚሊየን

ሙኩሪያ ባሳዬ ጉዬ – ብር 10 ሚሊየን  ኣታዊ ገይሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment