ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ንዝገብራ ዘለዋ ዝተፈላለያ ትካላት አመስጊኑ።
ብመሰረት እዚ፦
- ባልኪ ዳሸን – 30 ሚሊየን ብር
- ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል – 10 ሚሊየን ብር
- ባንኪ ብርሃን – 20 ሚሊየን ብር
- ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮሚያ – 20 ሚሊየን ብር
- ባንኪ እናት – 5 ሚሊየን ብር
- ኢንተርናሽናል ባንኪ ኦሮሚያ – 10 ሚሊየን ብር
- ባንኪ ኣቢሲኒያ – 20 ሚሊየን ብር ክሳብ ሐዚ ድጋፍ ዝገበራ ትካላት ኢየን።
ቅድመ ሐዚ ሸውዓተ ባንኪታትን ትካላትን ደገፍ ገንዘብ ምግባረን ይዝከር።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!