ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ተጠርጠርቲ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6/2015 ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም።
ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ ምርመራ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ።
ክሳብ ሐዚ በቲ ጉዳይ ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ተጠርጠርቲ 23 ከምዘኾኑ ድማ ተሓቢሩ።
ብመሰረት እዚ፥ ክርስቲያን ታደለ ጸጋዬ፣ ዶክተር ካሳ ተሻገር ዓለሙ፣ ተመስገን ኣበበ መስፍን፣ ዮሐንስ ንጉሴ ሙጨ፣ በቃሉ ኣላምረው ሽቱ፣ መላክ ኣያናው ጥጋቤ፣ ስንታየሁ ቸኮል ደጀኔ፣ ሊቁ እናውጋው ይሁኔ፣ ተመስገን ድልነሳ አለኸኝ፣ ጋሻነህ ላቀ ዘገየ፣ ፈጠነ ወርቄ ባንቴን ጌራወርቅ ብዙነህ ሲሳይ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ኣማረ መለስ ኣከለ፣ ስመኘው ኣለምነው ሞላ፣ ኣማኑኤል ኣዳሙ ተስፋዬ፣ ኣትርሳው ኣለም ዘገየ፣ ትንሳኤ ኤልያስ በቀለ፣ ሳሙኤል ለማ ሃ/ገብርኤል፣ ኣድማሱ ዓለሙ ታየ፣ እታለም ሃ/ማርያም፣ ዮናስ ተ/ማርያም ኣደሮ፣ ኣባይነህ ዘውዱ ደመቀን ህይወት ውብሸት ታደሰን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።