ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖት ዝተሳተፍሉ ብዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወፍሪ ፅርየት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖት ዝተሳተፍሉ ብዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወፍሪ ፅርየት ተኻይዱ።

እቲ ወፍሪ ፅርየት ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ከምዝተኻየደ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment