ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ዓውዲ ግብርና ኣብ ምሽግጋር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ካብ ግብርና ናብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ  ኣብ ምሽግጋር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ተዛሪቦም።

ኮሚቴ ሚኒስትራት ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ኣብ ክሊ ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ተዛቲዮም።

ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ኣይተ መላኩ፥ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 140 ሺሕ ንዝኾኑ ሓረስቶት ምፍራይ ምስ ዝጀመሩ ኢንዱስትሪታት ምትእስሳር ዕዳጋ ምፍጣር ምኽኣሉ ገሊፆም።

እዚ ድማ ኣብ ምዕባይ ፅርየትን መጠንን ልዑል ምምሕያሽ ከምዘምፀአ ምዝራቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment