ዝተረኸበ ኣፋፍኖት ሰላም ክንከናኸኖ ይግባእ- ጄኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረኸበ ኣፋፍኖት ሰላም ክንከናኸኖ ይግባእ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ተዛሪቦም።

እቶም ጀነራል ኣብ ምዕራብ እዚ ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ተረኺቦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ሰራዊት ንሃገሩ ክብሪን ነፃነትን ክብል መስዋእቲ ብምኽፋል መንግስቲ ዝሃቦ ልኡኽ ብምፍፃም ዝድለ ሰላም ምምፃእ ጀሚሩ ኣሎ።

እቲ ሰላም ከም ሰብ ተፈቲንናን ዋጋ ከፊልናን ዘምፃእናዮ ብምዃኑ፥ ኣዚና ክንከናኸኖ ይግባእ ኢሎም።

መላእ ሰራዊት ዝተፈላለዩ ፀገማት ሓሊፉ ኣብዚ ምብፅሑ ንቐፃሊ ናይ ሃገርና ሰላምን ምዕባለን ዕላዊ ምዃን ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ምባሎም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment