ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ናብ ስራሕ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ናብ ስራሕ ኣቲዩ።

እቲ ፖሊሲ ሸቶታተ፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ምርካብ ሸርፊ ወፃኢ፣ ምስሳን ሃገራዊ ፍሪያት፣ ሓዱሽ ሃፍቲ ምፍጣርን መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዝሓዘ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ፥ እቲ ፖሊሲ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ቅልጡፍ ኢኮኖሚ ንምህናፅ፣ ዝሰልጠነን ብቑዕን ሓይሊ ሰብ ንምቕራፅ ተሓሲቡ ዝተዳለወ ኢዩ ኢሎም።

ምርምርን ልምዓትን፣ ሽግግር ልምዓት ቴክኖሎጂ፣ ምምሕዳር ፍልጠት፣ ተወዳዳርነት ኢኖቬሽንን ኢንተርፕራይዛትን፣ ኣቕርቦት ፋይናንስ፣ ከባቢያዊን ባህላዊን ልምዓት እቲ ፖሊሲ ዘተግብሮም ዓውዲታት ከምዝኾኑ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment