ዝርዝር ተፀዋዕቲ ትካላት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትርን ከም ብሓዱሽ ንዝተጣየሹ ቤት ዕዮ ሚኒስትራትን ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ትካላት ዝርዝር ዕላዊ ኮይኖም።

ብመሰረት እዚ፥ ንቀዳማይ ሚኒስትር፣ ንብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ፣ ንሚኒስቴር ክእለት ስራሕን ሚኒስቴር ፍትሒን ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ትካላት ዝርዝር ዕላዊ ኮይኖም፡፡

ንቀዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ኣካላት፦

  1. ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣
  2. ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ፣
  3. ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ፣

4.በዓል መዚ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ፣

  1. ኮሚሽን ኢንቨስትመንት የኢትዮጵያ፣

6.ምምሕዳር ቤተ-መንግስቲ፣

  1. ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል፣
  2. ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን፣
  3. ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን፣
  4. ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ፣
  5. ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ፣
  6. በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ፣
  7. ኣካዳሚ ኣመራርሓ ልህቀት ኣፍሪካ፣
  8. ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊክ፣
  9. ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኢትዮጵያ፣
  10. ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ፣
  11. ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን፣
  12. ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ፣
  13. ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም (ኣብ ቀፃሊ ዝስተኻኸል)
  14. ኮሚሽን ጉዳያት ምምሕዳር፣ ወሰንን መንነትን (ኣብ ቀፃሊ ዝስተኻኸል)።

ንብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣካላት፦

  1. ኤጀንሲ ማሕበራዊ ውሕስና ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣
  2. ኤጀንሲ ማሕበራዊ ውሕስና ውልቀ ሰራሕተኛታት።

ናይ ሓደሽቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታትን ንዐኦም ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ትካላት።

ሀ. ንሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ዝኾኑ፦

  1. ኢኒስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሞያ፣
  2. ኮሌጅ ቴክኒክ ሕርሻን ስልጠና ትምህርቲን፣
  3. ኢኒስቲትዩት መሰልጠኒ ቱሪዝም ።

ለ. ንሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ተፀዋዕቲ ዝኾኑ፣

  1. ኣገልግሎት ስታስቲክስ ኢትዮጵያ፣
  2. ኢኒስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ፣
  3. በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ኢዮም

ሐ. ሚኒስቴር ፍትሒ ተፀዋዕቲ ዝኾኑ፦

  1. በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማህበረሰብ፣
  2. ኮሚሽን ቤት ህንፀታት ፌዴራል፣
  3. ኢንስቲትዩት ፍትሒን ሕጊን ፌዴራል፣
  4. ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት፣
  5. ጉባኤ ሰማዒ ይግበአኒ ግብሪ ፌደራል ኢዮም።

ብሃይለኢየሱስ ስዩም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment