ዝራእቲ ምሸላ ባሕሪ ንምክልኻል ዝፈተነ ውልቀሰብ ሓርማዝ ብዘብፀሐሉ መጥቃዕቲ ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝራእቲ ምሸላ ባሕሪ ንምክልኻል ዝፈተነ ውልቀሰብ ሓርማዝ ብዘብፀሐሉ መጥቃዕቲ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።

እቲ ሓርማዝ ዘብፀሖ ጉድኣት ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ኮንታ ኢዩ፡፡

የኮንታ ዞን ፖሊስ አዛዥ ምክትል ኢንስፔክተር ባሳ በየነ እንደገለፁት ፥ በኮንታ ዞን አመያ ዙሪያ ወረዳ ሴሬ ቀበሌ ትናንት ምሽት 4:00 ሰዓት ሟች የበቆሎ ማሳውን ከዝሆን ለመጠበቅ ሲሞክር ነው በድርጊቱ በተቆጣው ዝሆን ጥቃት ህይዎቱ ያለፈው

ኣዛዚ ፖሊስ ፖሊስ ዞባ ኮንታ ምክትል ኢንስፔክተር ባሳ በየነ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዞባ ኮንታ ወረዳ ከባቢ ኣመያ ቀበሌ ሴሬ ትማሊ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ መዋቲ ዝራእቲ ምሸላ ባሕሪ ካብ ሓርማዝ ንምክልኻል እንትፍትን በቲ ተግባር ዝተቖጠዐ ሓርማዝ ብዘብፀሐሉ መጥቃዕቲ ህይወቱ ክሓልፍ ከምዝኸኣለ ትካል ሬዲዮን ቴሌቪዥንን ደቡብ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment