ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ሰራዊት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ምድሪ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ንዘርአዩ ኣባላት ሰራዊት ኣፍልጦ ተዋሂቡዎም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ሚኒስቴር ምክልኻል ጀነራል ባጫ ደበሌ ሓዊሱ ላዕለዎት መኮንናት ተረኺቦም።

ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ ህልውናን ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ኣብ ምዕዋት ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ ኣመራርሓታት እቲ ሰራዊት፣ ኣባላትን ክፍሊታትን ዝምስገኑሉ ከምዝኾነ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብመሰረት እዚ ሽልማት ሜዳይ፣ ዕቤት መዓርግን ወረቐት ምስክርን ከምዝተበርከተሎም ተገሊፁ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment