ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ምምላሶም ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ብዝተገበረ ቀዳማይ በረራ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ህፃናት ካብ ስዑድ ዓረብ ክምለሱ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ደቂኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ።

መንግስቲ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ብምምላስ ዝተፈላለዩ ሓገዛት ንኅረኽቡ እናገበረ ከምዝኾነ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ መበል 11 መዓልቱ ሒዙ ኣሎ፡፡

ስለዝኾነ ድማ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 4 ሺሕን 900 ዜጋታት ክምልስ ከምዝኸኣለ ካብቲ ሚነሲቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment