ዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገበሩ ክልተ ኢንዱስትሪታት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይግቡእ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ልዕሊ ዝገበሩ ክልተ ኢንዱስትሪታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ቤት ዕዮ ኣይተ እሼቴ ኣስፋው፥ እቲ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ ክልተ ፋብሪካታት ቢራ ከምዝኾነ ገሊፆም።

እቶም ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ቅድሚ ምእታዎም ቢዚነስ ፕላን ከዳልዉ ይግባእ ነይሩ ኢሎም።

ብመሰረት እዚ ናይ ባዕሎም ትርፊ ንምስፋሕ ክብሉ ወሰኽ ዋጋ ወሰኽ ዋጋ ምግባሮም ኣግባብነት ከምዘይብሉ ተዛሪቦም።

ካልኦት ትካላት እውን ተመሳሳሊ ተግባር ካብ ምፍፃም ነክቑጠቡ ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

 

Comments (0)
Add Comment