ዘንፀላለወና ስግኣት ህልውና ብሓድነት ክንስዕሮ ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ወፃኢን ትርቡ ኢትዮጵያውያን ወገናት፣ ሓቂ ንዓለም ንምግላፅ እናገበርኩምዎ ትርከቡ ተጋድሎ ኣዚዩ ዝነኣድ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።

“እዚ ጥንታ ህዝቢ ባናይ ቀረባን ርሑቕን ሓይሊታት ዘንፀላለዎ ስግኣት ህልውና ብሓድነት ክንስዕሮ ንኽእል ኢና ኢሎም።

ከም ደቂ ዓድዋ ንኢትዮጵያ ብፅንዓት ናብ ቅድሚት ክነሳግራ ኢና እውን ኢሎም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment