ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ሎሚ ዘበን ካብ ዝትከል 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ እቲ 60 ሚኢታዊ ፍራምረ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
60 ሚኢታዊ ፍራምረ፣ 35 ሚኢታዊ ንደኒን 5 ሚኢታዊ ድማ ንፀባቐ ከተማን ዝኾኑ እዮም ተባሂሉ።
መፃኢ ዕለተ ሰኑይ ካብ ንጉሆ ስዓት 12 ክሳብ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ከምዝካየድ ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣማኻሪ ሃፍቲ ተፈጥሮ ሚኒስትር ዴኤታ ኣንተነህ ፈቃዱ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም።
ነዚ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 9 ሽሕን 500 ቦታታት ካርታ(ጂኦስፓሻል ማፕ) ተዳልዩ እዩ ኢሎም።
ኣብቲ ዕለት ዝትከሉ ፈልስታት እውን ቖፀራ ከምዝተዛዘመን መረድእታኡ ድማ ናብቲ ስርዓት ካርታ ከምዝኣቱን ተገሊፁ።
ነዚ ድማ ብhttps://www.greenlegacy.et/green-legacy/home ድረ ገጽ ምክትታል ከምዝከኣል ሓቢሮም።
ብዮሐንስ ደርበው
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።