ዘላቒ ሰላም ንምሕላውን ተረባሕነት ኢኮኖሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምርግጋፅን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ-ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምሕላውን ተረባሕነት ኢኮኖሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምርግጋፅን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርቲ ብልፅግና ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር) ገሊፀን።

ሰላም ኢትዮጵያ ክሕሊ ኢየ ንደቀይ እውን “ምንዳ” ከውርስ ኢየ ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ደቂ ኣኒስቲዮ ተሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ስንታየሁ ወ/ሚካኤል (ዶ/ር)፥ ዘላቒ ሰላም ንምሕላውን ተረባሕነት ኢኮኖሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምርግጋፅን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ኢለን።

ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ለውጢ ይመፅእ ከምዘሎ ሓቢረን።

ኣብ ማዕርነት ደቂ ኣኒስቲዮ ፅዕንቶ ዝፈጥር ፀገማት ንምቕራፍ ኩሉ ክረባረብ ይግባእ ኢለን።

ብሙሉ ዋቅሹሜ

ፎቶ፥ በፀሎት መንገሻን ሃይለማርያም ተገኝን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment