ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ”ዘለና ሃፍቲ ሚኢቲ ሚሊየን ህዝብና ምዃኑ ፈሊጥና ኢትዮጵያ ንምቕያር ብሓባር ደው ንበል” ክብሉ ፀዊዖም።
“ኢትዮጵያውያን ብዙሕ ዘለና፣ ግን ዘይንፈልጦ፣ ክነጠናኽሮ ዝግበአና ጥንኩር ጊኒና ዝረሳዕናን ዘይብልና ነገር እናሓለምና ዝፀናሕናን ኢና” ኢሎም።
“ዘለና ሃፍቲ ሚኢቲ ሚሊየን ህዝቢ ከምዝኾነ ፈሊጥና፥ ተሓባቢርና፣ ተፈቓቒርና፣ ተደሚርና ኢትዮጵያ ንምልዋጥ ብሓባር ጠጠው ንበል ክብሉ” ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ገሊፆም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…
ይግበሩ/ራ!