ዕጡቓት ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝፈፀሙዎም ኣረመኔያዊ ተግባራት ከምዘተሓሳሰባ ኣሜሪካ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበበ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ምቕታልን ኣገዲድካ ምድፋርን ሓዊሱ ዝፈፀሙዎም ኣረመኔያዊ ተግባራት ከምዘተሓሳሰባ ኣሜሪካ ገሊፃ።

ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ፀብጻብ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል መሰረት ገይሩ ትማሊ መግለፂ ኣውፂኡ።

ኣብ መግለፂኡ ድማ እናተፈፀሙ ዝርከቡ ተግባራት ጭካነ ወታደራዊ ጎንፂታት ብቕልጡፍ መዕለቢ ምሃብ ከምዘድሊ ዘርኢ ከምዝኾነ ኣብሪሁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment