ዕንቅፋትን ፈተናታትን ኣተዓናቒፎም ኣየትርፉናን – ቀ /ሚ ኣቢይ

ዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ኣብ ፍፃመ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ብልፅግና ኢትዮጵያን ክነበስር ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እኳደኣስ መሰጋገርቲ ድልድል ኮይኖም ከገልግሉና ኢኦም። ኣብ ዓለምና ቁልፊ ርካቦት ዝተረኸቡ፣ ዘገርሙ ቴክኖሎጂታት ዝተሰርሐን ፀገም ዝፈትሕ መፍትሒታት ዝተፈጠረን ኣብ እዋን ፈተና ኢዩ።

ኣብ እዋን ፈተና ምዃኑ ጥራሕ ዘይኮነስ ዕንቅፋት ናብ ዓወት ንምልዋጥ ብዝለዓሉ ብርቱዓት ፃዕሪ ከምዝኾነ ታሪክ ስልጣነ ብዙሓት ሃገራት የምህረና ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚደየኦም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኩልና ተረባሪብና እዚ እዋን ንእወንታዊ ለውጢ እንተተጠቒምናሉ ብዘይጥርጥር መፃኢ ዘበን ንኢትዮጵያ ኩለመዳይ ብልፅግና ዕላዊ ዝኾነሉ እዋን ኢዩ።

ብምድሪ ይኹን ሰማይ ኢልና፣ ሓይሊና ኣተኣኻኺብና፣ ክፍተታትና መሊእና፣ ንሓደ ዕላማ ተሰሊፍና፣ ኣብ ፍፃመ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ብልፅግና ኢትዮጵያ ክነበስር ኢና።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment