ዕላዊ መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ ከተማ ሸገር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ ከተማ ሸገር ተኻይዱ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም፡፡

ከተማ ሸገር፥ ሽዱሽተ ከተማታት ናብ ሓደ ብምጥማር ብ12 ክፍለ ከተማታትን 36 ወረዳታትን ዝተወደበት ከተማ ኢያ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment