ዕላማ ረቂቕ ኣዋጅ ምምላስ ንብረት ብሕጊ ዝምራሕ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ክህሉ ምግባር ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማ ረቂቕ ኣዋጅ ምምላስ ንብረት ፌዲሪኢ ጥዑይ፣ ፍትሓዊ፣ ብሕጊን ስርዓትን ዝምራሕ ኢኮኖሚ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ክህሉ ምግባር ከምዝኾነ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣገንዞቦም፡፡

ነቲ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመልኪቶም እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሃዎ መግለፂ÷ እቲ ሕጊ ኣርባዕተ ዕላማታት ከምዝለዉዎ ኣብሪሆም፡፡

ኢኮኖሚያዊ ገበናት እናተበራኸቱ ምምፀኦም፣ ሃፍቲ ምምላስ፣ ኩለመዳይ ዝሖነ ፍልፍሉ ዘይተፈለጠ ሃፍቲ ዝምልከት ማዕቐፍ ክህሉ ምግባር፣ ዓለም ለኸ ግቡኣት ንምውፃእን ዓለም ለኸ መለክዒታት ንምምላእን እቲ ሕጊ ኣድላዪ ኮይኑ ከምዝተረኸበ ገሊፆም፡፡

ብኣፈወርቅ እያዩእን ለይኩን ኣለምን

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment