ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ኢትዮ-ጂቡቲ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ኢትዮ-ጂቡቲ ብዕሊ ተኸፊቱ።

ኣብ መኽፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ብምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ተረኺቦም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ንግዲ ጂቡቲ ዩሱፍ ሙሳ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ጂቡቲን ኣምባሳደራትን ከምዝተረኸቡ ሓበሬታ እምባሲ ኢትዮጵ ኣብ ጂቡቲ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment