ዓውደ ምርኢት ምግቢን ቱሪዝምንሃላልን ጉባኤን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ  የከዒድ እስከ ዒድ ዝኾነ ዓውደ ምርኢት ምግቢን ቱሪዝምን ጉባኤን ሃላል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

ኢንዱስትሪ ሃላል ኣብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ብቢሊየን ዝቑፀር ዶላር ዘንቀሳቕስን ሃገራት ወፃኢ ንግዲ ዕዳገአን ዘስፋሕፍሓሉ ኣማራፂ ከምዝኾ ኣብ መኽፈቲ እቲ መርሃ ግብሪ ተገሊፁ።

እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ኢትዮፕያ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝምን ንግዲ ወፃኢን ኣማራፂ ሃፍቲ ንዓለም ለኸ ማሕረሰብ ንኽተፋልጥ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ዓውደ ምርኢት ምግቢን ቱሪዝምን ጉባኤን ሃላል÷ ንዝቕፅሉ ሰለስተ መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ተገሊፁ፡፡

ብቆንጂት ዘውዴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment