ዓወት ዝኣተኻዮ ቃል ብምኅባር፣ ንቃልካ ተኣሚንካ ብምስራሕን ቃል ብተግባር ብምግላፅን ዝርከብ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዝኣተኻዮ ቃል ብምኅባር፣ ንቃልካ ተኣሚንካ ብምስራሕን ቃል ብተግባር ብምግላፅን ዝርከብ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር፥ “ቃል ምኽባር እንተሃሊዩ ብስራት ዓወት ኣሎ፤ ንኢትዮጵያ ዝኣተናዮ ቃል ኪዳን አሐዲስናን ኣኽቢርናን ዓወት ኢትዮጵያ ክነብስር ኢና” ኢሎም።

መንግስቲን ህዝቢን ዝነብሩ ብቃል ኪዳን ኢዩ ዝበሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ከም መንግስቲን ህዝቢን ንዘኣተናዮም ቃል ኪዳናት እሙናት እንተኾይንና ሃገር ሰላም፣ ምችውቲን ምዕብልቲን ክትከውን ኢያ ክብሉ ገሊፆም።

“ዝበሉዎ ካብ ዝጠፍእ ዝወለዱዎ ይጥፋእ” ኣብ ዝብል ማሕበረሰብ ውሽጢ ዝዓበና ኢና።

ቃል ኪዳን ህልውና ዓለም ዝተመስረተሉ ስርዓት ኢዩ፤ ሰብ ምስ ሰብ፣ ሰብ ምስ ከባቢኡ፣ ከባቢ ነኒሕድሕዱ ተሓላሊዩን ተረዳዲኡን ዝነብር ብቃል ኪዳን ከምዝኾነ ኣገንዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment