ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ፍልፍል ምትሕብባርን ካብኡ ንልዕሊን ሰለስቲአን ሃገራት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ልዕል ህዝቢ ሱዳንን ግብፅን ልዑል ፅዕንቶ ከምዘየሕድር ሓቢሮም።
ምምላእ ማይ ኣብዝካየደሉ እዋን እውን ካብ ፍሰት ማይ ናብቲ ግድብ ዝተርፍ ማይ እንተሃልዩ ውሑድ ብምዃኑ ኣብ ልዕሊ ታሕተዎት ሃገራት ተፋሰስ ዘስዕቦ ፅዕንቶ የለን ኢሎም።
ህንፀት እቲ ግድብ እንትዛዘም ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ናይ ሓባር ምዕባለ ከረጋግፅ ኢዩ ኢሎም ብቋንቋ ዓረብኛ ኣቢሎም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ተዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።