ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ መርኣያ ፍቕሪ፣ ዓወት፣ ፍቕሪን መስሕብ ቱሪዝምን ብምዃን ምስሊ ሃገር ሃኒፁ ኢዩ – ም/ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ስፖርት ሓሊፉ መርኣያ ፍቕሪ፣ ዓወት፣ ፍቕሪን መስሕብ ቱሪዝምን ብምዃን ምስሊ ሃገር ምህናፁ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ንመበል 20 ግዘ ዝተኻየደ ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጀመራ እተን ምክትል ከንቲባ፥ ከም ወትሩ ብድምቀት፣ መዘናግዒን መሐጎሲን ብዝኾነ መልክዑ ተሳሊጡ።

“ንሕና እውን ከምቲ ጉያ ሃገርና ኣብ ትገብሮ ጉዕዞ ምስዓር ድኽነት፣ ዘላቒ ምዕባለ ምምዝጋብን ዓባይ ሃገርነትን ኣብ መዓልታዊ ናብራና ሰዓርቲ ንኹን” ክብላ መልእኽቲ ምምሕልላፈን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment