ዓሚ ብጥምየት ዝፍለጥ ዝነበረ ከባቢ ቦሮና ሎሚ ዘበን ምህርቲ ስርናዩ ሰሰኒ ምርኣይ ውሕስነት ምግብና ከምእነረጋግፅ የርእይ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ዓሚ ብጥምየት ዝፍለጥ ከባቢ ቦሮና ሎሚ ዘበን ምህርቲ ስርናዩ ሰሰኒ ምርኣይ ውሕስነት ምግብና ምርግጋፅ ከምእንኽአል የርእይ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ምህርቲ ስርናይ ምስሳኑ ተስፋና ዝጭበጥ፣ እንተሰሪሕና ሃገርና ምልዋጥን ሉእላዊነት ምግብና ምርግጋፅን ከምእንኽእል ዘርእይ ኢዩ” ኢለም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment