ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 54 ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንኢሲኤ) ኣብ ሴኔጋል ዳካር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክካየድ ኢዩ።
እቲ ኣኼባ ካብ 3 ክሳብ 9 ጉንበት 2014 “ናይ ኣፍሪካ መሊስካ እግሪ ንምትካል ፋይናንስ ምግባር፤ ብሓዱሽ ፈጠራ ዝሐሸ ውፅኢት ምምፃእ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ክካየድ።
እቲ ኣኼባ ብቐንዱ ክፍተታት ፋይናንስ ልምዓት ኣፍሪካ ብናይ ባዕሎም ሃፍቲ ምምላእ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቡ ከምዝዝቲ ግዜኢ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸቦ ሓበሬታ ብምፅራሕ ፀብፂቡ።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።