ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ።

ኣብ ኢትዮጵያ “ጀጋኑና ፍለጥወን፤ ነኣድወን” በዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ተኸቢሩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊን ሚኒስትር ጉዳይ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ህፃናትን መናእሰይን ፊልሰን ኣብዱላሂ ተሳቲፈን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment