ዓለም ለኸ ዋጋ ነዳዲ ምውሳኹ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ለኣኽቲ ነዳዲ“ኦፔክ” ንዓለም ለኸ ዕዳጋ ዘቕርብኡ መጠን ነዳዲ ንምቕናስ ምውሳነን ኣፍሊጠን።

እተን ሃገራት ብ1 ነጥቢ 16 ሚሊየን በርሚል ንምቕናስ ምስምዕመዐን ተሓቢሩ።

ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ስምምዕነተን ተግባራዊ ክገብራ ኢየን ተባሂሉ።

ከም ፀብፃብ ኣልጀዚራ፥ዓለም ለኸ ዕዳጋ ንምርግጋዕ ብዝብል ዝወሰድኡ ስጉምቲ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኣሜሪካ ዝረአ ዘሎ ምርግጋዕ ዕዳጋ ናብ ድሕሪት ዝመለሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ ኣሜሪካ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዋጋ ድፍድፍ ነዳዲ ብበርሚል ካብ 4 ነጥቢ 17 ዶላር ናብ 79 ነጥቢ 84 ዶላር ክብ ከምዝበለ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment