ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባ ዋግህምራ ን42 ሺሕ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ዋግህምራ 42 ሺሕ ወገናት ዝውዕል ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮነን ሓገዝ ከምዝገበረ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል  ኣፍሊጡ፡፡

ኣብቲ ዞባ ወረዳ ዝቋላ፣ ከተማ ፅፅቃን ከባቢኣን ንዝርከቡን ሓገዝ ዘድልይምን 30 ሺ ወገናት ሓገዝ ከምዝገበረ ልኡኽ እቲ ኮሚቴ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ን12 ሺሕ ሰባት ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲ ሓገዝ ከምዝተገበረ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment