ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት ንልዕሊ 30 ሺሕ ሰባት ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ኣብ ወረዳታት ጉባላፍቶ፣ መርሳ፣ ኣምባሰልን ተሁለደሬን ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ሰባት ዝውዕል ምዃኑ እቲ ኮሚቴ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ኣፍሊጡ።

ዝተገበረ ሓገዝ ህፁፅ ጠለብ ሰባት ንምምላእ ዝሕግዝ ኢዩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment