ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ 9 ሺሕ ተመዛበልቲ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ 9 ሺሕ ተመዛበልቲ ዜጋታት ዝተፈላለዩ ሓገዛተ ምግባሩ ኣፍሊጡ።

እቶም ሓገዛት መሰረታዊ መገልገሊ ኣቑሑት ውሽጢ ገዛ ዘካተተ ሶላር ናይ ኢድ ባትሪ፣ ጀሪካን፣ ኣቕሑት መኣዲ፣ ምንፃፍን መዕቐሊን ከምዝኾነ እቲ ኮሚቴ ገሊፁ።

ኣብቲ ክልል ተመሳሳይ ቁፅሪ ዘለዎም ሰባት ኣብ ቀረባ እዋን ሓገዝ ምግቢ ከምዝተገበረሎም እውን ካብቲ ኮሚቴ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment