ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ን20 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ ኣከፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ን20 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ክልል ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ ኣከፋፊሉ።

ኤን ፒ ኤስ ዘበናዊ ዱኽዒን ዩሪያን ደገፍ ዝተገበረሎም ሓረስቶት ኣብ ዞባ ማእኸል፣ ምብራቕን ደቡብን ተግራይ ንዝርከቡ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቲ ደገፍ ብሰንኪ ዘተፈጠረ ጎንፂ ጉድኣት ዘጋጠሞም ሓረስቶት ፍሪያቶም ንምስሳን ዘኽአል ከምዝኾነ ካብቲ ኮሚቴ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment