ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ኣብ ልዕሊ ውሕስነት ምግቢ ህፁፅ ስጉምቲ ንክውሰድ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ብሰንኪ ኲናት ሩስያ-ዩክሬን ዘጋጠመ ቅልውላው ኢኮኖሚ ንምፍታሕ ዓለም ለኸ ማሕበረሰንብ ኣብ ልዕሊ ውሕስነት ምግቢ ህፁፅ ስጉምቲ ንክውሰድ ሓቲቶም።

እቶም ትካላት፥ ኣብ ተፈጥሮ ጋዝ ዘጋጠመ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ፈሪያት ሕርሻ ብፅሒት ኣብ ዘለዎም ዘመናዊ ድኹዒታት ልዑል ወሰኽ ዋጋ ምስዓቡ ኣገዲኦም።

ስለዝኾነ ባንኪ ዓለም፣ ትካል ገንዘብ ዓለም፣ ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ትካል ንግዲ ዓለምን ብፍላይ በቲ ኩነታት ብዝበለፀ ተቓላዕቲ ንዝኾና ድኻ ሃገራት ብኣቕርቦት ምግቢ፣ ደገፍ ገንዘብ፣ ፍሪያት ሕርሻ ብምስሳንን ወዘተ ባህጊ ፋይናንሰን ንምሽፋን ብዝተዋደደ መገዲ ህፁፅ ደገፍ ንክግበር ሓቲቶም ክብል ኣናዶሉ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment