ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ

ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ።

እቲ ዕለት፥ “ስሉጥን ቀፃልነት ዘለዎን ኩለ መዳይ ለውጢ ብተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ይረጋገፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬን (ዶ/ር) ሓዊሱ መዳርግቲ ኣካላትን በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ኮዬፈጨ ይኽበር ኣሎ።

Comments (0)
Add Comment