ዓለም ለኸ መዓልቲ ሬዲዮ ይኽበር ኣሎ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 6፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ፡፡

እቲ በዓል፥ ሬዲዮ ኢትዮጵያ ሬድዮ ምስ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር እናኽበሩዎ ይርከቡ፡፡

ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ መሓመድ እድሪስ፥ ራዲዮ ሕብረተሰብ ብምንቃሕን ሓበሬታ ተበፃሒ ኣብ ምግባርን ርኡይ ተራ ከምዘበርክት ገሊፆም፡፡

ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵያ ብዙሓት ክፋላት ሕብረተሰብ ብሓበሬታ ኽረኽቡ ኣብ ምግባር ልዑል ግደ ከምዝተፃወተ ኣብሪሆም፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ብማሕበራዊ ሚዲያታት ናይ ሕሶት ሓበሬታ ብምግዋሕ፥ ኣብ ሃገር ኢሉ እውን ኣብ ሰላምን ምርግጋዕን ህዝቢ ፀገም እናፈጠሩ ከምዝኾኑ ኣይተ መሓመድ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዚ ተግባር ብሕጊ ንምስትኽኻል ካብ ዝግበር ፃዕሪ ብተወሳኺ ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዕዙዝ ከምዝኾነ እውን ኣገንዚቦም፡፡

ዓለም ለኸ መዓልቲ ሬዲዮ ብብርኪ ዓለም ንመበል 11 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንሳልሳይ እዋን እናተኸበረ ይርከብ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Twitter (https://twitter.com/fanatelevision)

FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision) | Twitter

The latest Tweets from FBC (Fana Broadcasting Corporate S.C.) (@fanatelevision). Radio Fana

Comments (0)
Add Comment