ዓለማዊ ማእኸል ፀለምቲ ህዝብታት መቐመጢኡ ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለማዊ ማእኸል ፀለምቲ ህዝብታት መቐመጢኡ ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ክጣየሽ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

እቲ ማእኸል 28 ሕዳር 2016 ዓ.ም ንምጥያሽ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝተፈፀመ ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር  ኣምባሳደር መለስ ኣለም ገሊፆም።

ኣብ ኢትዮጵያ ምጥያሹ ኣብ ዲፕሎማሲን ኢኮኖሚያዊ ምዕባለን ሰፊሕ ዕድል ሒዙ ከምዝመፅእ ተዘሪቡ።

ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ንፀለምቲ ህዝብታት ዝሰርሐቶን አትሰርሖ ዘላን ተግባር፣ ብሓይሊታት ወፃኢ ዘይተገዝአት ምዃና ዝብሉ ቀንዲ ምኽኒያታት እቲ ሕሪያ ኢዮም ተባሂሉ።

ብፍሬሕይወት ሰፊው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment