ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም ቤልግሬድ 2022 ካብ ዝቕፅል ዓርቢ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18ን ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም 2022 ኣብ ርእሰ ከተማ ሰርቪያ ቤልግሬድ ካብ ዝቕፅል ዓርቢ ክጅመር ኢዩ።

እቲ ውድድር ዝቕፅል ዓርቢ ጀሚሩ ሰንበት ዝዛዘም እንትኸውን፥ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት ሃገራት በቢክልተ ዓመቱ ኣብ ዝገበር መርሃ ግብሪ ክሳተፋ ኢየን።

ኢትዮጵያ ንመበል 17 ግዘ ኣብ ትሳተፈሉ ውድድር ዝሳተፍ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኳር ዶሃ ከምዝሳተፍ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment