ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ብሓገዝ ንትግራይ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን  ብመልክዕ ሓገዝ ንክልል ትግራይ ኣበርኪቱ።

ብተወሳኺ ሃንፅቲ ምግቢታት ከምዝሃበ ተገሊፁ።

ነቲ ሓገዝ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ኣማኑኤል ሃይለ ከመዝተረከብዎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment