ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዛተ መድረኽ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ጎንደርን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሳነታትን ቅዋምን ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝዛተ መድረኽ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ጎንደርን ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕድዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃ ከፋለ ሓዊሱ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ተሳተፍቲን ተረኺቦም።

ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ዶክተር ድረስ ሳህሉ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሞ ኣይተ ፈቃዱ ተሰማ እውን ተረኺቦም።

ብለይኩን ኣለም

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment