ውሕመ ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ 2023 ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።

“ደገፍ ንኹሉ ካብ ኩሉ” ብዝበል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተዳለወ መተኣኻኸቢ እቶት ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ተሳትፎ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣሜሪካ ዝተሳለጠ አንትኸወን፥ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ሰግኣት ሓደጋን ተሳታፊ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

እቲ ኮሚሽን፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ እወዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ንዘጋጠሙ ሓደጋታት ምላሽ ንምሃብን ሰብኣዊ ደገፍ ንምግባር ዝተፈፀሙ ተግባራት ንማሕበረሰብ ዓለም በምርዳእ ውፅኢታዊ ከልቲኣዊ ኣኼባታት ከምዘካየደ ሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment