ዋና ፀሓፊት ኮሜሳ ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ዋና ፀሓፊት ናይ ሓባር ዕዳጋ(ኮሜሳ) ሃገራት ምብራን ደቡብን ኣፍሪካ ቻልሽ ካምፓዊ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።

እተን ዋና ፀሓፊት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ዋና ሹም ጉዳያት ካቢኔ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምሕረተኣብ ሙሉጌታ ኣቀባብላ ከምዝገበሩለን ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment