ዋና ዳይሬክተር  ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ዳይሬክተር  ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።

ንውድብ ጥዕና ዓለም ብዋና ዳይሬክተርነት እናመርሑ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊ ዶክተር ቴድሮስ፥ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ኢትዮጵያ ማለት እውን ብትግርኛ፣ ኣምሓርኛ፣ ኦሮምኛን ሱማሊኛን ኢዮም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም ዘለዉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment