ዋና ቤት ዕዮ ትካል ትሕብብር ትምህርቲ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ሰምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ዕዮ ትካል ትሕብብር ትምህርቲ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ሰምምዕነት ተገይሩ።

እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴዔታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ አምባሳደር ተስፋዬ ይልማን ዋና ፀሓፊ እቲ ዋና ቤት ዕዮ መንሱር ቢን ሙሳላምን ፈሪሞምዎ።

ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ፥ መንግስቲ ኣብ ለምዓት ትምህርቲ ዝገብሮ ፃዕሪ ምስ ትካላት ዓለም ዝገብሮ ምትሕብባር ንምዕባይ ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም።

መንሱር ቢን ሙሳላም ብግደኦም፥ ፒሊሲ፣ ትሕዝቶን ስርዓተ ትምህርቲን ሓዱሽነት ንምፍጣር እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ቤት ዕይኡ ምኽፋቱ ፅቡቕ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment