ዋልያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 15 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይድ ኢዩ።

እቲ ጋንታ ብኣተኣናጋድነት ኳታር ንዝካየድ 2022 መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ዚምቧቡዌን ደቡብ ኣፍሪካን ምምዳቡ ይፍለጥ።

ብመሰረት እዚ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ምስ ካና ከምዘካይዱ ተገሊፁ።

ካልኣይ ፀወተኦም ድማ ኣብ ባህርዳር ስታዲየም 2 ጳጉሜን ምስ ዚምቧቤ ከካይዱ ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment