ወ/ሮ ፋጤ ሰርሞሎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን  ህዝብታትን ብምዃን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣  22 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ ፋጤ ሰርሞሎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ብሄር፣ ብሄረሰባትን  ህዝብታትን ብምዃን ተመሪፀን።

ኣይተ ንጋቱ ዳንሳ ድማ ምክትል አፈ ጉባዔ ንክኾኑ ተመሪፆም ኣለዉ።

እተን ሓዳሽ ኣፈጉባኤ ካብ ነበር ኣፈጉባኤ እቲ ክልልርኽክብ ስራሕ ብምግባር ቃለ ማሕላ ፊመን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment