ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንኣይተ ኦርዲን በድሪ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኮይኖም ስለዝተሸሙ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልል ሃረሪ ኮይኖም ዓቢዪ ሓደራ ህዝቢ ንዝተቐበሉ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ብሽመንን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን እንኳዕ ደስ በለኩም ኢለንኦም።

ዕዉት ዘበነ ኣገልግሎት ንኽኾነሎም እውን ሰናይ ትምኒተን ገሊፀን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment