ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ  ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዳይሬክተር ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲየን።

እተን ምክትል ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን ከምዝበልኡ፥ ምስተን ዳይሬክተር ዝገበርኡ ዘተ ውፅኢታዊን እወንታዊን ነይሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

Comments (0)
Add Comment